St. Michael’s Annual Feast Day – ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል

እንቋዕ ናብ ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ኣምላኽና ብሰላም ኣብጽሓና እናበልና፡ ቅድስቲ ቤተ-ክርስቲያንና ነዚ ዓቢይ በዓል ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ከተብዕሉ ተዳልያ ምህላዋ እናሓበርና። ናይ`ቲ እተፍቅርዎን እተኽብርዎን ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል በረኸት ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።

ቀዳም 23/11/2019

ሥርዓተ ማህሌት፡ ቅዳሴን ዑደትን

ካብ ሰዓት 2 ቅ/ቀ

St. Giles Church

Camberwell Church Street

London SE5 8RB

ኣደራሽ – Hall

Harris Academy Bermondsey

55 Southwark Park Rd, Bermondsey, London SE16 3TZ