Events


  • ህጹጽ ሓበሬታ ብዛዕባ ህልው ኩነታት Corona-Virus ዝምልከት – CoronaVirus Guidance – IV

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ብዘውጽኦ ንሕማም Corona-virus ዝምልከት እዋናዊ መምርሒ፡ መሰረት ብምግባር ነዚ ዝስዕብ መልእኽቲ ነመሓላልፍ፥ ኩሉ ኣባል ኣገልግሎት ንምርካብ ናብ ቤተ-ክርስቲያን ክመጽእ ምስዝደሊ ኣቐዲሙ/ማ ደዊሉ/ላ ክምዝገብ ከምዘለዎ ንሕብር። ኣገባብ ምዝገባ – ሰሙናዊ ካብ ረቡዕ – ዓርቢ (6:00 ድ.ቀ. – 8:00 ድ.ቀ.) ገብረህይወት     07961610033 ቢንያም             07449533129 ዳንኤል              07460229977 ዓንዶም             07480535113 ኩላትና ኣባላትን ምእመናን ኣብ ቤተክርስቲያን ከምኡ`ውን ኣብ ከባቢና ኣብ ንጸንሓሉ እዋን ናይ ኣፍ ሽፋን (Face Mask) ክንገብር…

  • CoronaVirus Guidance – III

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኩላትና ይኹን እናበልና፡ ናይዚ ወሪዱና ዘሎ ፈታንን ጽንኩርን ናይ ሕማም ኩነታት ዝለዓለ ጥርዙ ሓሊፉ ኣብ ዝሓሸ እዋን በጺሕናሉ ኣብ ዘለና ግዜ፤ ብመሰረት መምርሒ መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ነዚ ዝስዕብ መልእኽቲ ክንሕብር ንፈቱ። ቤተ ክርስቲያንና ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን ኣቡነ ኣረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ኣብ ለንደን ካብ ጽባሕ ሰንበት 05/07/2020 ጀሚርና ስሩዕ ኣገልግሎትና ንህዝብና ከፊትና ከምዘለና ከነበስር ንፈቱ። እንተኾነ ኩሉ ኣገልግሎትና ብውሱን ዓቕምን ድሩት ቦታን…

  • CoronaVirus Guidance – II

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ሰላም እግዚኣብሔር ምስ ኩላትና ይኹን እናበልና፡ ኣብዚ ኣዝዩ ፈታንን ጽንኩርን ጊዜ ኩሉኹም ምእመናን ብጾምን ጸሎትን ኩሉ ኣምልኾ ተዋህዶ እምነትና ተጊህኩም ክትህልዉ ተስፋ እንዳገበርና ነዚ ዝስዕብ መልእኽቲ ክንሕብር ንፈቱ። እምበኣርከስ ጾመ ኣርብዓ ወዲእና በዓለ ትንሳኤ እነብዕለሉ ዕለት እናቐረበ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ ግዜ ቤተ ክርስትያንና ቅዱስ ሚካኤልን ኣቡነ ኣረጋዊን ለንደን ከምዚ ዝስዕብ መደብ ሰሪዕና ከምዘለና ንሕብር። ካብ ጽባሕ ሰንበት ዕለተ ሆሳእና (ዕለት 12/04/2020 ወይ 04/ሚያዝያ/2012 ዓ/ም ግእዝ) ጀሚሩ፡ ምሉእ ሰሙነ…

  • CoronaVirus Guidance

    እምበኣርከስ ኣታ ህዝበይ: ኪድ: ናብ ሕልፍኚኻ እቶ:: ማዕጾኻ ድማ ብድሕሬኻ ዕጾ: ቁጥዓ ኽሳብ ዚሓልፍ ንቕሩብ ግዜ ተሓባእ:: ኢሳ 26:20 በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ዝኸበረኩም ምእመናን። ኣብ ዘዘለኹሞ ሰላምን ምሕረት ኣምላኽን ምሳኹም ክኸውን እናተመነና፤ ምስዚ ኣብ ዙርያና ሰፊሩ ዘሎ ሕማም ኮሮናቫይረስ ኣመልኪትና ነዚ መልእኽቲ ነመሓላልፍ። ብመሰረት ኣዋጅን: ትእዛዝን መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ : ቤተክርስቲያና ደብረ-ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን ኣቡነ ኣረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ኣብ ለንደን: ካብ ሎሚ መዓልቲ ረቡዕ 25/03/2020 ጀሚርና ምሉእ ብምሉእ…

  • Christmas Celebration 2020

    “Glory to God in the highest, and on earth peace, good will toward men.” “ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ፡ ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት” Luke/ ሉቃ 2:14 This year’s Christmas will be celebrated at: St. Giles Church Camberwell Church Street SE5 8RB Church doors will be open on Monday night from 7pm till mass service @ Midnight. Wishing you a Merry christmas and prosperous year 2020!


Events

< 2024 >
April 27 - May 03
  • 27
    No events
  • 28
    No events
  • 29
    No events
  • 30
    No events
  • 01
    No events
  • 02
    No events
  • 03
    No events

ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን አቡነ አረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ለንደን

78 Edmund Street
London SE5 7NR

Phone: (0044) – 020 7703 5147
E-mail: admin@debresahl.com