ህጹጽ ሓበሬታ ብዛዕባ ህልው ኩነታት Corona-Virus ዝምልከት – CoronaVirus Guidance – IV

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።

መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ብዘውጽኦ ንሕማም Corona-virus ዝምልከት እዋናዊ መምርሒ፡ መሰረት ብምግባር ነዚ ዝስዕብ መልእኽቲ ነመሓላልፍ፥

  1. ኩሉ ኣባል ኣገልግሎት ንምርካብ ናብ ቤተ-ክርስቲያን ክመጽእ ምስዝደሊ ኣቐዲሙ/ማ ደዊሉ/ላ ክምዝገብ ከምዘለዎ ንሕብር።

ኣገባብ ምዝገባ – ሰሙናዊ ካብ ረቡዕ – ዓርቢ (6:00 ድ.ቀ. – 8:00 ድ.ቀ.)

  • ገብረህይወት     07961610033
    • ቢንያም             07449533129
    • ዳንኤል              07460229977
    • ዓንዶም             07480535113
  • ኩላትና ኣባላትን ምእመናን ኣብ ቤተክርስቲያን ከምኡ`ውን ኣብ ከባቢና ኣብ ንጸንሓሉ እዋን ናይ ኣፍ ሽፋን (Face Mask) ክንገብር ከምዘለና ከምኡ`ውን ናይ 2 ሜትሮ ርሕቀት ክንሕሉን ከነኽብርን ብኣኽብሮት ነዘኻኽር።
  • ቆልዑን ህጻናትን ብዘይካ ንቅዱስ ቁርባን ዝተመዝገቡ ካልኦት ኩሎም ደቅና ብኢንተርነት (Online) ክከታተሉን ክመሃሩን ንምሕጸን።

ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ፈውሰ ምሕረቱ ልኢኹ፡ ንመላእ ዓለም ሰላም የውርደልና።

ኣባላት ሰበካ ጉባኤ

ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን አቡነ አረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኣብ ለንደን

መስከረም 2020

Events

< 2024 >
April 27 - May 03
  • 27
    No events
  • 28
    No events
  • 29
    No events
  • 30
    No events
  • 01
    No events
  • 02
    No events
  • 03
    No events

ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን አቡነ አረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ለንደን

78 Edmund Street
London SE5 7NR

Phone: (0044) – 020 7703 5147
E-mail: admin@debresahl.com