ዓቢይ ጾም ፳፻፲፰ (2026) ዓ.ም.
ናይ ፳፻፲፰ (2026) ዓ.ም. ዓቢይ ጾም ሰናብትን ንባባት።
| ሰሙን – Weekly Theme | ንባባት – Readings |
| ዘወረደ – The One Who Came Down (የካቲት ፰ – February 15) | ወንጌል ዮሃንስ (Gospel of John) 3: 10 – 21 መዝ. (Psalms) 2: 11 |
| ቅድስት – Holy (የካቲት ፲፭ – February 22) | ወንጌል ማቴዎስ (Gospel of Matthew) 6: 16 – 24 መዝ. (Psalms) 96: 5 – 6 |
| ምኵራብ – Temple (የካቲት ፳፪ – March 1) | ወንጌል ዮሃንስ (Gospel of John) 2: 12 – End መዝ. (Psalms) 69: 10 – 12 |
| መጻጕዕ – Infirmity (የካቲት ፳፱ – March 8) | ወንጌል ዮሃንስ (Gospel of John) 5: 1 – End መዝ. (Psalms) 41: 4 – 5 |
| ደብረ ዘይት – Mount Olives (መጋቢት ፮ – March 15) | ወንጌል ማቴዎስ (Gospel of Matthew) 24: 1 – 36 መዝ. (Psalms) 50: 3 |
| ገብርሄር – Faithful Servant (መጋቢት ፲፫ – March 22) | ወንጌል ማቴዎስ (Gospel of Matthew) 25: 14 – 30 መዝ. (Psalms) 40: 9 – 10 |
| ኒቆዲሞስ – Nicodemus (መጋቢት ፳ – March 29) | ወንጌል ዮሃንስ (Gospel of John) 3: 1 – 21 መዝ. (Psalms) 17: 3 – 4 |
| ሆሳዕና – Palm Sunday (መጋቢት ፳፯ – April 5) | ወንጌል ዮሃንስ (Gospel of John) 5: 15 – 29 መዝ. (Psalms) 8: 2 |
| ትንሳኤ – Resurrection/EASTER (ሚያዝያ ፬ – April 12) | ወንጌል ዮሃንስ (Gospel of John) 20: 1 – 18 መዝ. (Psalms) 118: 24 – 25 |
