News & Events

Recent Posts

  • Christmas Celebration 2020

    “Glory to God in the highest, and on earth peace, good will toward men.” “ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ፡ ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት” Luke/ ሉቃ 2:14 This year’s Christmas will be celebrated at: St. Giles Church Camberwell Church Street SE5 8RB Church doors will be open on Monday night from 7pm till mass service @ Midnight. Wishing you a Merry christmas and prosperous year 2020!

  • St. Michael’s Annual Feast Day – ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል

    እንቋዕ ናብ ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ኣምላኽና ብሰላም ኣብጽሓና እናበልና፡ ቅድስቲ ቤተ-ክርስቲያንና ነዚ ዓቢይ በዓል ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ከተብዕሉ ተዳልያ ምህላዋ እናሓበርና። ናይ`ቲ እተፍቅርዎን እተኽብርዎን ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል በረኸት ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ቀዳም 23/11/2019 ሥርዓተ ማህሌት፡ ቅዳሴን ዑደትን ካብ ሰዓት 2 ቅ/ቀ St. Giles Church Camberwell Church Street London SE5 8RB ኣደራሽ – Hall Harris Academy Bermondsey 55 Southwark Park Rd, Bermondsey, London SE16 3TZ

  • ደብረ ታቦር

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ዓመት መጸ፡ 13 ነሓሴ በዓል ደብረ ታቦር ይኽበር። ኣብ’ዚ ዕለት’ዚ ሕዝበ ክርስቲያን ብቅዳሴን ውዳሴን ስብሐተ ማኅሌትን ጸሎተ ሰዓታትን፡ ብዝተፈላለየ ትውፊታዊ ሥርዓታትን የብዕልዎ።  ደብረ ታቦር፦ ኣብ ምድረ እስራኤል፡ ካብ ባሕሪ ገሊላ ንሸነክ ምዕራብ ዝርከብ እምባ እዩ። ቅዱስ ወንጌል (ማቴ. 17፡1-13) ከም ዝነግረና፡ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ነቶም ኣዕኑድ ቤተ ክርስቲያን ዝበሃሉ ሠለስተ ካብ ደቀ መዛሙርቱ ዝኾኑ ቅዱስ ጴጥሮስን ደቂ ዘብዴዎስ ቅዱስ ያዕቆብን ቅዱስ ዮሓንስን ኣኸቲሉ ናብዚ እምባ እዚ […]