Wednesdays Evening Prayer Service

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱ አምላክ አሜን።

ኣብ ጽዮን መለኸት ንፍሑ፤ ጾም ቀድሱ ኣኼባ ጸውዑ።‘ ኢዩ ፪፤፲፭ (2:15)

ክቡራት ህዝበ ክርስቲያን፤ እዚ ጀሚርናዮ ዘለና፤ ጾመ ፵ (ዓቢይ ጾም) እግዚአብሔር  ብሰላም ከፈጽመና ናቱ ሰናይ ፍቓድ ይኹነልና። ከምዝፍለጥ ኩሉ ምእመን እንዳጾመ፤ እንዳጸለየ፤ እንዳሰገደን እንዳመጽወተን ብትግሃት ንፈጣሪኡ እንዳዘከረ ነቲ ሱባኤ ከሕልፎ ዘለዎ ኮይኑ፤ ብፍላይ ከኣ ኣብ ደብርና፤ ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን አቡነ አረጋዊን ወትሩ ረቡዕ ካብ ሰዓት 6 ድ/ቀ፡ ናይ ሕብረት ጸሎት፥

  • መዝምረ ዳዊት
  • ውዳሴ ማርያም
  • መልክዐ ማርያም: መልክዐ ኢየሱስ
  • መሐረነ አብ
  • ምህላ
  • ኪዳን ዘሰርክ
  • መዝሙር
  • ናይ ፴(30) ደቂቕ ትምህርቲ ቃለ ወንጌል

መደብ ሰለዘሎ: ግዜ ዝረኸበ ሰብ መጺኡ ክሳተፍ ብትሕትና ንሕብር። እግዚአብሔር ጸሎትና ይቀበለልና፤ ኣሜን።

ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን አቡነ አረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ን ለንደን

ዝጅምረሉ ዕለት: ረቡዕ 14 -02-2018

Events

< 2024 >
May 10 - May 16
  • 10
    No events
  • 11
    No events
  • 12
    No events
  • 13
    No events
  • 14
    No events
  • 15
    No events
  • 16
    No events

ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን አቡነ አረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ለንደን

78 Edmund Street
London SE5 7NR

Phone: (0044) – 020 7703 5147
E-mail: admin@debresahl.com