Tag: lent


  • Wednesdays Evening Prayer Service

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱ አምላክ አሜን። ‘ኣብ ጽዮን መለኸት ንፍሑ፤ ጾም ቀድሱ ኣኼባ ጸውዑ።‘ ኢዩ ፪፤፲፭ (2:15) ክቡራት ህዝበ ክርስቲያን፤ እዚ ጀሚርናዮ ዘለና፤ ጾመ ፵ (ዓቢይ ጾም) እግዚአብሔር  ብሰላም ከፈጽመና ናቱ ሰናይ ፍቓድ ይኹነልና። ከምዝፍለጥ ኩሉ ምእመን እንዳጾመ፤ እንዳጸለየ፤ እንዳሰገደን እንዳመጽወተን ብትግሃት ንፈጣሪኡ እንዳዘከረ ነቲ ሱባኤ ከሕልፎ ዘለዎ ኮይኑ፤ ብፍላይ ከኣ ኣብ ደብርና፤ ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን አቡነ አረጋዊን ወትሩ ረቡዕ ካብ ሰዓት 6 ድ/ቀ፡ ናይ ሕብረት ጸሎት፥ መዝምረ ዳዊት ውዳሴ ማርያም መልክዐ…


Events

< 2024 >
May 20 - May 26
  • 20
    No events
  • 21
    No events
  • 22
    No events
  • 23
    No events
  • 24
    No events
  • 25
    No events
  • 26
    No events

ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን አቡነ አረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ለንደን

78 Edmund Street
London SE5 7NR

Phone: (0044) – 020 7703 5147
E-mail: admin@debresahl.com