Month: August 2019


  • ደብረ ታቦር

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ዓመት መጸ፡ 13 ነሓሴ በዓል ደብረ ታቦር ይኽበር። ኣብ’ዚ ዕለት’ዚ ሕዝበ ክርስቲያን ብቅዳሴን ውዳሴን ስብሐተ ማኅሌትን ጸሎተ ሰዓታትን፡ ብዝተፈላለየ ትውፊታዊ ሥርዓታትን የብዕልዎ።  ደብረ ታቦር፦ ኣብ ምድረ እስራኤል፡ ካብ ባሕሪ ገሊላ ንሸነክ ምዕራብ ዝርከብ እምባ እዩ። ቅዱስ ወንጌል (ማቴ. 17፡1-13) ከም ዝነግረና፡ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ነቶም ኣዕኑድ ቤተ ክርስቲያን ዝበሃሉ ሠለስተ ካብ ደቀ መዛሙርቱ ዝኾኑ ቅዱስ ጴጥሮስን ደቂ ዘብዴዎስ ቅዱስ ያዕቆብን ቅዱስ ዮሓንስን ኣኸቲሉ ናብዚ እምባ እዚ…

  • Summer Trip to Camber Sands


Events

< 2024 >
March
MTuWThFSS
    123
45678910
11121314151617
18192021222324
25262728293031

ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን አቡነ አረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ለንደን

78 Edmund Street
London SE5 7NR

Phone: (0044) – 020 7703 5147
E-mail: admin@debresahl.com