Month: January 2019


  • እግዚአብሔር እግዚእ አስተርአየ ለነ። መዝ 117፡27

    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱ አምላክ አሜን። ብኣምላኽነቱ ፈጢሩ፡ ዘይጭክነልና ንስም ኣሰዋውዑ ምስጋና ይኹን። ከምኡ`ውን ንወላዲቱ ንኣዲኡ ቅድስት ድንግል ማርያም፡ ነቶም ንሱ ባዕሉ ጸዊዑ ዘኽበሮም፡ ኣኽቢሩ ዝቐደሶም ንኹሎም ቅዱሳን ክብሪ ይኹን። ority4 እዚ ሓይለ ቃል እዚ፡ ካብቶም ነቢያት ሓደ ዝኾነ ነቢይ ዳዊት ኢዩ ተዛሪብዎ። ዳዊት ብህይወት እንከሎ፡ ብዳሕራይ ዘመን ዝኸውን ስለዝተገለጸሉ ኢዩ ነዚ ዝበነ። ብምልኣት ዘሎ እግዚኣብሔር ብረድኤት ተገለጸልና፡ ኣብ ሰማያት ዘሎ ልዑል ፈጣሪ ብስጋ ተወሊዱ ተገልጸልና። እቲ ኣብ ግዜ ውድቀቱ ኣብ ግዜ ሓዘኑ…

  • Christmas 2020

    “Glory to God in the highest, and on earth peace, good will toward men.” Luke 2:14 This year’s Christmas mass will be celebrated at St. Giles Church Camberwell Church Street SE5 8RB Church doors will be open on Monday night from 7pm till mass service @ Midnight. Wishing you a Merry christmas and prosperous year 2020! N.B. Our church will also be open as usual on Sunday morning for morning prayers.


Events

< 2024 >
April 27 - May 03
  • 27
    No events
  • 28
    No events
  • 29
    No events
  • 30
    No events
  • 01
    No events
  • 02
    No events
  • 03
    No events

ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን አቡነ አረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ለንደን

78 Edmund Street
London SE5 7NR

Phone: (0044) – 020 7703 5147
E-mail: admin@debresahl.com