St. Michael’s Annual Feast Day – ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል

እንቃዕ ናብ ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅዱስ ኣምላኽና ብሰላም ኣብጽሓና እናበልና፡ ቅድስቲ ቤተ-ክርስቲያንና ነዚ ዓቢይ በዓል ብክብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ከተብዕሉ ተዳልያ ምህላዋ እናሓበርና። ናይ`ቲ እተፍቅርዎን እተኽብርዎን ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል በረኸት ንኽትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።

Events

< 2023 >
May 01 - May 07
  • 01
    No events
  • 02
    No events
  • 03
    No events
  • 04
    No events
  • 05
    No events
  • 06
    No events
  • 07
    No events

ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን አቡነ አረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ለንደን

78 Edmund Street
London SE5 7NR

Phone: (0044) – 020 7703 5147
E-mail: admin@debresahl.com