Month: December 2018


  • ልደት ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ

    በስመ ኣብ፣ ወወልድ፣ ወመንፈስ ቅዱስ፣ ፩ዱ፣ ኣምላኽ፣ ኣሜን። እንቋዕ፣ ናብ፣ ብርሃነ፣ ልደቱ፣ ብሰላም፣ ኣብጽሓና፣ ልደት ጐይታናን፣ ኣምላኽናን፣ መድሓኒናን ኢየሱስ፣ ክርስቶስ፣ ንዓለም፣ ኩሉ፣ ብርሃን፣ እዩ። “ቡሩክ፣ አንተ፣ ዘትሬኢ፣ ቀላያተ፣ ነቢረከ፣ ላዕለ ኪሩቤል” “ክርስቶስ ብርሃን፣ ዘአሰሰልከ፣ ጽልመተ፣ ላዕለ። ኪሩቤል፣ ነቢረከ፣ ዘትሬኢ፣ ቀላያተ፣ ስቡሕኒ፣ኣንተ፣ ወልዑል፣ ኣንተ፣ ለዓለም።” ዘሰለስቱ ደቂቅ። ጐይታናን፣ መድሓኒናን ኢየሱስ፣ ክርስቶስ፣ ኣብ፣ ታሪኽ፣ ብሄረ፣ ኣግኣዚት፣ ክርስቶስ፣ ብዘመን፣ ባዚን፣ ንጉሥ፣ ኣብ፣ መበል 8ይ፣ ዘመነ፣ መንግስቱ፣ ክርስቶስ፣ ተወልደ፣ ብ5492 ዓ-ዓ፣ ይነግረና። እንተደኣ፣ ብፈረንጂ፣ ለዊጥናዮ 5500 እዩ። (ታሪኽ፣ ቤተ/ክን)…


Events

< 2024 >
April
MTuWThFSS
1234567
891011121314
15161718192021
22232425262728
2930     

ደብረ ሳህል ቅዱስ ሚካኤልን አቡነ አረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ለንደን

78 Edmund Street
London SE5 7NR

Phone: (0044) – 020 7703 5147
E-mail: admin@debresahl.com